News
ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ዕለታዊ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ን 30 ደቒቕ ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 10:30 ምሸት ወይድማ ...
ሓረስቶት ካብ መሬቶም ብዙሕ ፍረ ንኽሓፍሱ ዝሕግዝ ስነ-ህይወታዊ ተፈጥሮ ተጠቂሙ ኣብ ርሕቀት ብዘሎ መሳርሒ ዝሕግዝ ምህዞ ተመሃሮ ዩኒቨርስቲ ኖርዝወስተርን ኣማዕቢሎም ኣለዉ። እዚ መሳርሒ’ዚ ሓረስቶት መሬትም ክፈልጡን ብኡ መጠን ከኣ ንምልማዕ ...
ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባት ዓርቢ፡ ቂሔ-ጽልሚ / ፍሉይ መደብ/ ሕቶን መልስን ...
ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባት ሰኑይ፡ ሳይንስን ተክኖሎጂን / ሕርሻ ...
ካብ መቐለ ውጽእ ኢሉ ዝርከብ ጥንታዊ መስጊድ ኣልነጃሺ፡ ተኸተልቲ ነቢይ መሓመድ ተሃዲኖም ናብቲ ከባቢ ድሕሪ ምምጻኦም ዝተዓቝቡሉ ቦታ ምዃኑ ይንገረሉ። ኣብ ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ዝርከብ መስጊድ፡ ኣብ እዋን ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ ድሕሪ ዝውደቖ ...
15 ሚያዝያ ዝጀመረ ኲናት ሱዳን፡ ነቶም ኣቐዲሞም’ውን ግዳይ ተደጋጋሚ ዒላማ በበይኖም ወገናት ዝጸንሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝበኣሰ ጸገም ኰይኑዎም ኣሎ። ምስቲ ዘሎ ሽግር መራኸቢታት ምስ ኣብ ሱዳን ዘለዉ ስደተኛታት ንምዝርራብ ኣዝዩ ኣጸጋሚ ...
ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ዓዲ ግራት ኣብ ክልተ ተመቒሎም ዝርከቡ ኣመራርሓ ህወሓት ነናይ ባዕሎም ክልተ ከንቲባ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ሸይሞም። ብቕድሚ ትማሊ ሰሉስ ጊዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ምምሕዳር ዞባ ምብራቕ ትግራይ፣ ኣይተ ኣለም ...
“ገሬ እሙን” ዝተሰምየት ፈለማ ኣብ መስኮት ቴለቪዥን ድምፂ ወያነ፡ ጸኒሓ ድማ መርበብ ዩትዩብ፡ ኣብ እትዝርጋሕ ተኸታተሊት ኮመዲያዊት ድራማ፡ ምስ ኲናት ትግራይ ኣቋሪጻ እኳ እንተ ነበረት፡ ሕጂ’ውን ቀጺላ ክሳብ ሕጂ 171 ክፋላት በጺሓ ኣላ ...
ጠባቓታት እቶም ፕረዚደንት ነበር፡ ሰሉስ ናብ ቤት ፍርዲ ኒው-ዮርክ ክቐርቡ እንከለዉ፡ ልዑል ሓለዋ ክህሉ ምዃኖም ገሊጾም። ትራምፕ ጽባሕ ሰሉስ ኣብቲ ዝህሉዎም ናይ ፈለማ ቤት ፍርዲ ኣሰር ኣጻብዕቶም ክውሰድ፡ ስእሎም ክለዓልን ክሶም ...
ኣብ ኣመሪካ ኮሎምቦስ ኦሃዮ ዝቕመጥ ኤርትራዊ ስነ-ጥበበኛ ተኽሊት ሊላይ ሃብተገርግስ፥ ኣብ ዓዲ ከሎ ዘጥርዮ ፍቕሪ ጭራ ዋጣ ኣብዚ ኣብ ኣመሪካ ምስመጸ'ውን ብዕቱብ ብምሓዝ እናማዕበሎ ይኸይድ ኣሎ። ኣብ ብዙሕ ባህላዊ መርዓታትን ውራያትን ጭራ ...
ሓሙስ ላዕለዎት መራሕቲ ሰራዊት ጸጥታን ትግራይ ድሕሪ ዝገበሩዎ ዕጹው ርክብ፡ “ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝተሰከሞ ሓላፍነት ጠሊሙን ስልጣኑ ዘንጊዑን፡” ዝብል መርገጺ ድሕሪ ምውሳዶም፡ ንዕኡ ስዒቡ ኣብ በበይኑ ከተማታት ትግራይ ...
ኣባል ኮሚተ ዝምድናታት ወጻኢ ሰነት ኣመሪካ ዝዀነት ጂን ሻሂን ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝዓርግ ዘሎ ፖለቲካዊ ምትፍናን ዘለዋ ሻቕሎት ብምግላጽ፡ እቲ ወጥሪ ብልዝብን ዲፕሎማሲን ክዓርፍ ጸዊዓ። “ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሕጂ ዝፍጠር ግጭት ...
Results that may be inaccessible to you are currently showing.
Hide inaccessible results